ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ብድጎማ ካብ ዝተረከበ በጀት ሎት 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 2 ውፅኢት ኣቅሑት ቢሮ ዝኮኑ ንክዕድገሎም ብዝሓተቱና መሰረት ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ፡፡

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን፤

3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብን ፤

4. በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል

5 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ንሎት 1 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ ሎት 2 ውፅኢት ኣቅሑት ቢሮ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እዚ ጨረታ ካብ 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 20/09/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፣       

7 እዚ ጨረታ 21/09/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት፡፡

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 01 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል ፤

9 ተወዳደርቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰን ዘይሓወሰን ምዃኑ መብርሂ ክትህብሉ ይግባእ፡፡ መብርሂ እንተዘይተገይርዎ ዝተመልእ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝሓወሰ ርዱእ ይግበር፡፡

10 ናይ ዝግዛእ አቅሓ ከምአድላይነቱ ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል አለና ፤

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ 35 መዓልቲ እዩ፡፡

13 እቲ ንብረት ማለት ንሎት 1 ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ፣ ንሎት 2 ኣብ ውሽጢ 25 መዓልቲ ዘሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዚ ከቅርብ ኣለዎ፡

14 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-480183/ ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s