አላመጣ ስታዲዩም ኩበር ቲሪቡን ንምስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 4, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 25, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 

1 ናይ ዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈለ ፍቃድ ዘሐደሰ ዝሕብርን ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ዘካየደ ምኳኑ ዝሕብር

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘቀረበሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 መለለይ ቁፅረ ክፍሊቲ ግብሪ ዝሐዘን ዝረጋገፅ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 መከበሪ ጨረታ 150.00 ቅርሺ ካብ ሃገራዊ ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ወይ ካብ ዝተፈለጡ ባንክታት ሲፒኦ ወይ ድማ ካብ ዝተፈለጠ ናይ ባንኪ ዉሕስና ልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ዝፀንሕ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት

 2/2/2008 ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል እዩ

6 ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታዳግም ተዓሺጉ ናብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ምሉእ ሽም ኣድራሻ ፊርማ ማሕተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ምስተገበረሉ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ይአትዉ

7 ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽየጥ ዝነበሮ ከይተዛበዐ ካይተጎደለን ክቀርብ አለዎ

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ምግባር አይፍቀድን እንተጋጢሙ ድማ ፊርማ ባዓል ዋና ክዓርፎ አለዎ

9 ጨረታ ዕለት 25 /2 /2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ሰዓራይ ናይ ዝሰዓረሉ መከበሪ ዉዕሊ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረት 10% ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል እንትኮን ኮይኑ ግና እቲ ዝሰዓረሉ ዋጋ ካብ ምህንድስና ግምት ትሕቲ 20 እንትኮን ንሕድሕድ 1% ዝወረደ ተወሳኪ 2% አብ ልዕሊ እቲ 10% ከትሕዝ ከምዝክእል

11 አብዚ ጨረታ ዝሰተፉ ተወዳደርቲ BC ን GC ደረጃ 7 ልዕሊኡን ዝኮኑ ናይ ሰዓራይነት መፍለይ ረቁሓ ፋይናንሻል ጥራሕ እንትከዉን ዝታሐተ ዋጋ ዘቅረብ ሰዓራይ ይከዉን

12 ሰዓራይ ምስተፀዉዓ ዉዕሊ ዘይአስር እንተኮይኑ ዘትሐዞ መከበሪ ጨረታ ዘይምለሰሉ ምኮኑ ክፈልጥ አለዎ

13 ዕደጋ ፈፃሚ አካል እቲ ጨረታ ብምሉእ ወይ ብክፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ንጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ 200 ቅርሺ ጥራሕ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347740824 ምሕታት ይከኣል

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s