ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስላሴ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ናይ ደገ መብራህቲ /ባውዛ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም፤

2 ተጫረቲ ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡን ዋናን ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ተጫራታይ ንዘቅረቡ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ሓደን ክልተን ኢሉ ከቅርብ ኣለዎ፤

4 መከበሪ ጨረታ 6000.00 ሽሕ ቅርሺ በሲፒኦ ከትሕዙ ኣለዎ፤

5 ተጫራቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን ዝሽፍኑ ክከውን ይግባእ፤

6 ተጫራቲ ናይ ባዕሎም ሰራሕ ንግዲን ፍቃድ ንግዲን ዘለዎም ክኮኑ ይግባእ፡፡

7 ተጫራቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ፊርመኦምን ማህተሞምን ከዕርፉ ይግባእ፤

8 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርበዎ ሰነድ መረዳእታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ኣለዎ።

9 ጨረታ ብዝተፈላለየ መንገዲ ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘትሐዝዎ መኸበሪ ጨረታ ናብ ካዝና መንግስቲ ኣታዊ ብምግባር ኣብ ቀፃሊ ከይሳተፉ ይገብር።

10 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ከምኡውን ዝተማልአ መረዳእታ ይኽፈት።

11 ተጫረቱ ድሕሪ ሳንዱቅ ምኽፋቱ ኣብ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣይከኣልን። ከምኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይምለሰሉን።

12 ተጫረቲ ዘቀረበዎ ዋናን ቅዳሕን ንበይኑ ዓሺጎም ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ኣብ ዝባኑ ክፃሓፍ ኣለዎ።

13 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ኣብ ዘፈር ከይዲ ልምዓት ንግድን ኢንዳስትሪን ኣፅቢ እንዳስላሴ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ኮይኑ ዋጋ ሰነድ 100.00 ቅርሺ እዩ፡

14 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልቲ እዩ፡፡

15 ጨረታ ኣብ ኣየር ዘፀንሓሉ ካብ 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡31 ይክፈት፡፡

16 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

17 ሰዓራይ ካብ ዝሰዓሮ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ እቲ ንብረት የቅርብ፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343-400023/ 0914-162177/ 0938-156154/ 0914-161741 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s