- ላፕቶፕ ኮምፒተር
- ማናጀርያል ወንበር ኤል ሸፍ ጠረጰዛ ሸልፍ ካዝናን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ 5000 / ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ንፈርኒቸር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ /ኤሌክትሮኒክስ ፈርኒቸርን / 20.00 (ብር ዕሰራ) ብር ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 410 ክወስዱይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ መስከረም 25/2008 ዓ/ም ክሳብ ጥቅምቲ 3 /2008 ዓ/ም ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ ጥቅምቲ 3/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋልይከአልእዩ:;
-
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
- ኮንስትራክሽን (1060)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
- ሕርሻ (534)
- ህንፃ መሳርሒ (7225)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
- ምምካር (182)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
- ምግብን መስተን (524)
- እግድ (43)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
- ፈርኒቸር (1301)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (267)
- ናገዛ ኣቁሑት (94)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
- መሬትን ሊዝን (60)
- ፅገና (835)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1666)
- ስራሕቲ ምልላይ (84)
- ክራይ (748)
- መሸጣ (1207)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
s