ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ውፅኢት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11

/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ