ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተ.ቁ

ዝርዝር መግለፂ

ስፔስፊኬሽን

መዐቀኒ

በዝሒ

1

CAT T6 LAN cable

ጥቅላል

01

2

RJ-45

ቁፅሪ

200

3

Formatter bord new

HP-2055

ቁፅሪ

1

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129/408973 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ