ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሃገረ ሰላም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ሳይክል፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት፣ ናይ GM መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ክተቅርቡ ትክእሉ፤

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ሰርተፊኬት ከትቀርቡ ትክእሉ፤

4 ናይ ቫት ሰርቴፊኬትን ክተቅርቡ ትክእሉ፤

5 ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ጥሪ/የካቲት ዴክሌር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታን ክተቅረቡ ትክእሉ

6 ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኩም  መጎዓዝያ ናብ ትካልና ክተቅርቡ ትክእሉ፤

7 ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክከውን ኣለዎ፡፡ ተዘይኮይኑ ምስ ቫቱ ከምዝትመልአ ይሕሰብ፡፡

8 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ፡፡

9 ተጫረቲ ዘይመለስ 30.00 እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ሃ/ሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምር ካብ 10/07/2011 ዓም ክሳብ 24/07/2011ዓ/ም እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ንሕድሕድ 3000 CPO ብጥረ ገንዝብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ካልእ ከተትሕዙ ትክእሉ፤

11 እቲ ጨረታ ዕለት 25/07/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:30 ኣብ ሃሰላም ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

12 ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይም ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ከይዲ ስራሕ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን ወይም ከይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን ፤

13 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

14 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብኣካል ኣብ ሃሰላም ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ብስልኪ ቁፅሪ 0926-046343 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኩም፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s