- ናይ 2007- 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፡፡
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርትፊኬትን ናይ ወርሒ ሐምለ 2007 ዓ/ም ዴክሌር ዝተገበረሉ መረዳእታን ክተቕርቡ ትክእሉ፡፡
- ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩምን ኦርጀናል ንብረት ከቅርብ ዝክእልን::
- ጨረታ ሰዓርቲ እንተከይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት በቢዝምልከተኩም ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናበ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ብሰብ ሞያታት ኣፈቲሹ ኣታዊ ክገብር ዝክእል::
- ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን መነፃፀሪ ዝከዉን ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 14/ 01 /2008ዓ/ም ክሳብ 28 /01 /2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 8:00 ቀትሪ እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
- እቲ ጨረታ ዕለት 28/01/ 2008 ዓ/ም ልክዕ 8:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ቀትሪ አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ /ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብ cpo ወይ ብጥረ ገንዝብ ክተትሕዙ ይግባእ::
- ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ ብር 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) : ንፅሕፈት መሳርሒ : ንፅሬት ኣቁሑት ን ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ
- ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስን ዝክእል ምኮኑ::
- ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ::
- ::
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1045)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (508)
- ህንፃ መሳርሒ (7189)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
- ምግብን መስተን (514)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (87)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (737)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s