ንደገ መብራህቲ ዘገልግል ናይ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ 2007 ዘሐደስኩምን ቫት ዘይተመዝገብኩም ናይ 2008 ዓ/ም ዝሐደስኩም

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኵም
3 ቲን ናምበር ዘለኩም

4 ንቫት ተመዝገብቲ ናይ 2007 ዓ/ም ነሓሰ ወርሒ ደክለሬሽን ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ተጫረቲ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ብር 50 ሓምሳ ብር ከፍሉ ክገዝእ ይክእል

6 እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ከተማ እንትጮ ከቕርብ

7 ንሐደ ዋጋ ብንፁር ብምምላእ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሰንዱቅ ቤት ማዘጋጃ እንትጮ ቁፅሪ 7 ክፍሊ የእትዉ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 11/1/2008 ዓ/ም ዕለት 21/1/2008 ዓ/ም

9 ናይቲ ጨረታ መክብሪ ብር 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ቸክ ከትሕዝ ይግባእ

10 እቲ ጨረታ ዝካየድ ቦታ ከተማ እንትጮ ማዘጋጃ ቤት ቁፅሪ ገዛ 7 ይካየድ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ዉድቅ ይኸዉን

11 ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 21/1/2008 ዓ/ም ቀትሪ ሰዓት 5:30

12 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/1/2008 ዓ/ም ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 8:00

13 ዝኮነ ተጫራታይ መምርሒ እንትኣማሊኡ ብዘየለሉ እቲ ጨረታ ይክፈት

14 እቲ ጨረታ ምስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  ንዝበለፀ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ  0344490006 /0914581057

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ