ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት : ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝኮኑ : ብቻርጅ ዝተሰርሕ ናይ ሳይክል ሞተርን ካልኦት ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ከፊሉ ፍቃድ ዘሐደሰ

3 ናይ መቅረባይ መለለይ ካርድ ዘለዎ

4 ቲን /Tin/ ካርድ ዘለዎ

5 ቫት /Vat/ ዝትመዝገቡ ክኸዉን አለ

6 ናይ ጨረታ መክብሪ Bid Bond ዝምለስ

  • ንሎት ሓደ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቐሑት 9500 ብር
  • ንሎት ክልተ ንፅሕፈት መሳርሒን 2000 ብር
  • ንሎት ሰለስተ ንኤሌክትሪክ ኣቑሑት ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦት ንዝብል 3500 ብር
  • ንሎት ኣርባዓተ ንብቻርጅ ዝትሰርሕ ናይ ሳይክል ሞተርን ካልኦት ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ 2000 ብር
  • ንሎት ሓሙሽተ ንኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ 2000 ብር
  • ንሎት ሽድሽት ንፅሬት መሳርሒ ብር 100 ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ናይ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ዘይምለስ ብር 50 ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት ንዝብል ጥራሕ እንትኸዉን ንቶም ካልኦት ዝተረፈ ኣቑሑት ግና 30 ብር ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 10/01/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27 /01 /2008 ዓ/ም ብዝግዛእ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዝዝፀወሉ ዕለት 27/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:20 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በዚ ዕለት እዚ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 መሸነፋይ ካብ ዘሸነፎ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 5ተ መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክዓስር ዝክእል

10 እቲ ዝድለ ኣቅሓ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረበ መስተ ማይ ከተማ ኣላማጣ ክቅርብ ዝክእል

11 መሸነፋይ ምስ ተፈለጠ ዉዕሊ መክበሪ 10% ከትሕዝ ዝክእል

12  እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ

13 ነቲ ጨረታ ክዛብዕ ዝፈተነ ካብቲ ጨረታ ዝባረር ካብ ምኻኑ ንላዕሊ አበ ዝኮነ ይኩን ጨረታ ንከይሳተፍ ሰርኩላር ይተሓላለፈሉ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ዉን ይውረስ

14 ሰንድ ቋንቋ ትግራኛ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 034 7740220 ወይ ከዓ 034 7740016 ብምድዋል ምሕታት ይከዓል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s