ናይ 2008 ዓ ∙ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ግብሪ መንግስቲ ዝከፈሉን ክኮኑ ኣለዎም
ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ መቅረባይነት መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብርን ካልኦት ዘድልዩ መረዳእታታት ቅዳሕ ዘቅርቡ ከኮኑ ኣለዎም
እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ክሳብ ዕለት 18 2008 ዓ ∙ም ኣብ ጠቅላላ ማለት እዉን ጀነራል ሆስፒታል ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልካ ብምዉሳድ ና
ብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምእታዉ ይከኣል
መክበሪ ጨረታ ማለት እዉን ቢድቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
ጨረታ ሰዓራይ ንዝአዓሮ መድሓኒት ናዉቲ መድሓኒት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
እቲ ጨረታ ዕለት 18 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 9 ፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፂኡ በቲ ዕለት 18 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 9 ፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይንም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዝተረክብሉ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ከተማ መቀለ ይክፈት
ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ነተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344452201 ደዊልካ ምሕታት የካኣል
ድሕሪት