ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንሕጊ ተሃነፅቲ ኣብ ዝህነፅሉ ምግብና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከመግብ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 04:20 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15000.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 04:40 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም፣ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም ምስክር ወረቀት ዘለዎ

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዋናን ቅዳሕን አተሓሒዙ ዘቅርብ  ዝገበረ ምካኑ፤

3 መክበሪ ጨረታ ንምግብና 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣቀዲምኩም ክተትሕዙ እትክእሉ፤

4 ንሓደ ተሃናፃይ ንምግቢ ብመዓልቲ 15 ቅርሺ ምስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ክፈልጥ ኣለዎ፤

5 ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጓወሐሉ 06/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ክትወስዱ ትክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ሽም፣ ክታም፣ ማሕተምን ፣ንፁር ኣድራሻኩምን ብምፅሓፍ ናብ ማእከል ቤት ህንፀት ዓዲ ግራት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 9 ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ፤

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ 21 ለካቲት 2011 ዓ/ም ሰዓት 4:20 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:40 ይክፈት ፤

8 ኣብ ዝቀረበ ቀረብ ዓይነታት ብተጫረቲ ብክፋል ምስዓር ከምዝሰዓረ ኣይውስድን፤

9 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-450953 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ