ቤት ፅሕፈት ት /ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሉ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ግልጋሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ ማለት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር :ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት :ናይ መኪና መለዋወጢን ኤሌክትሮኒክስ

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበርን መቅረባይነትን ዘለኩም ዘሐደሰኩምን አብቲ ጨረታ ምስታፍ ንኹሉ ቫት ተመዝገብቲ ክፍቲ ኮይኑ ኣብቲ ጨረታ ብግልፂ ፅሑፍ ክረዳደእ ዝኽእል /ትኽእል
2 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ሕጋዊ ዝኾነን ባንኪ ዝፈልጦን ብ CPO መልክዕ ዝኽእል /ትኽእል

3 ሰንድ ጨረታ አዙ ምልክታ ካብ ዘተቃልሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 03 /01 /2008 ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ ብር 30.00/ ሰላሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤ/ፅ/ተ/ፋናንስን ወ/ደ/ተምቤን ክትወስዱ ትክእሉ

4 ናይ ሕድሕድ ተጫራታይ ሰነድ ጨረታን ደኩመንት ኦርጅናልን ኮፒን ብ2 ፖስታ ብሸምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝኽእል ትኽእልን ን ፐርፎርማንስ ቦንድ መክብሪ ኣፈፃፅማ ስራሕ 10 ናይቲ ዝሰዓርዎ ድምር ዋጋ ከትሕዝ ዝኽእሉ

5 ሰዓርቲ ሰዓራይነቶም ምስ ተገለፀሎም ሸዑ ንሽዑ ዉዕል ዝኣሰሩን ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ እቲ ንብረት ብዝቀረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሎም ኣጓዓዒዞም ናብ መኽዝና ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ወይ ድማ ዉዕል ኣሲሮም ግልጋሎት ምሃብ ዝጀምሩ

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝምልኢዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን አለዎ

7 እቲ ጨረታ ናይ ፅ/ት መሳርሒን ኤለትሮኒክስ ዕለት 05 /01 /2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት ንሕትመትን ቀዋሚ ንብረት ዕለት 06 /01/2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዕለት 7/01/ 2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊን ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ ቤ/ፅ/ት/ተ/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ሃገረ ሰላም ይኽፈት

8 ኣብቲ ጨረታ ዝኾነ ዜጋ መፂኡ ክዕዘብ ይኽእል እዩ

9 ቤ/ፅ/ትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s