1 ተጫረቲ አግባብነት ዘለዎ ዘተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ቫት ምስክር ወረቐት ናይ ቲን ምዝገባ
መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ
2 ብር 5000.00 ጨረታ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ(CPO) ወይ ኣብ ትግራይ ክልል ጥራሕ ዝርከቡ ባንክታት ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ ( Unconditional Bank Guarantee) ከቕረቡ ዝኽእሉ
3 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር 25.00 ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕዳጋን ምምሕዳርን ንብረት ክፍሊ ምዉሳድ ይኽእሉ
4 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኹሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ወይ ድማ ብፓሳቑ 14 ምልኣ ይኽእሉ
5 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳደሪ ምስዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ 5ተ መዓልቲ ዉሽጢ ንዉዕሊ መኽበሪ ናይ ዝሰዓሮ 1% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ(CPO) ወይ ኣብ ትግራይ ክልል ጥራሕ ዝርከቡ ባንክታት ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንቲ ( Unconditional Bank Guarantee) ብምትሓዝ ብኣካል ብምቕራበ ዉዕሊ ክአስር አለዎ
6 እቲ ጨረታ ጰጉሜ 6/2007 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
7 እቲ ጨረታ አብ ዝኽፈተሉ ጊዜ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪል ተዝርከቡ ይምረፅ
8 እቲ ኢንተርፕራያዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ
ብስልኪ ቁፅሪ 0344 416727 0914708379 0914743961 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት