ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ኮምፒተርን ኣቅሑት ኮምፒተርን፣ መጋውሒ ድምፂ፣ መቅድሒ ምስሊ፣ መቅረፂ ቪደዮ ካሜራን፣ ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1 ናይ 2010 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2011 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን፤

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2011 ዘለዎ፣ ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቲን ናምበር ዘለዎ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ወርሓዊ ሒሰብን ዝፈለጠሉን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዘቅርብ፤

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 29/04/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011ዓ/ም ምዉሳድ ይከኣል።

4 ቅድሚ ምክፋቱ 5000.00 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ  ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ።

5 እቲ ንብረት ብናይ መቅረብቲ ወፃኢ ዝጋዓዓዝ ኮይኑ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ናብ ጋራዥ ተስፋይ ኣስመላሽ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣታዊ ይገብር።እቲ ዝተረፈ ናብ ከተማ ራማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣታዊ ይግበር።

6 ሰዓራይ ውዕሊ 10% መኸበሪ ትሒዙ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ።

5 እቲ ጨረታ 14/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:30  ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ  ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ይክፈት።

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345-550125/550672 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s