ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ክራይ ግልጋለት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 8, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 

2ምልክታግለፂጨረታ

ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ናይ መኪና ታክሲ ክራይ ግልጋለት ሰርቪስ ንምሃብ ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ :: በዚመሰረትተወዳደርቲክተማልእዎዝግባእረቆሓ::

1   ሕጋዊንግዲፍቓድዘለዎናይዚዘበንዚግብሪመንግስቲዝኸፈሉንግዲፈቓዶምዘሐደሱቲንቑፅሪ ሌብሬ ዘለዎምዝተመዝገቡምኻኖምመረዳእታዘቕርቡንናይወርሒለሓምለ 2007 ዓ/ም (VAT) ናይ ዲክለርዝተገበሮመረዳእታኣብጨረታሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::

2  ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድብስምማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ  3,000 .00  (ሰለስተሽሕ) ብስፒኦከትሕዙዝኽእሉንኦርጅናልንኮፒንናይ ጨረታዶክመንት ብሽምዒብዝተአሸገፖስታከቐርቡዝኽእሉ::

3   ተጫራታይናይጨረታዶክመንትካብዕለት 7/ 12 / 2007 ዓ/ምጀሚሩአብማአከልምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለቢሮቁፅሪ 04 ብምምፃእዘይምለስብር20 /ዕስራብር /ብምኽፋልዝተዳለወናይጨረታዶክመንትክሳብዕለት 21/ 12 /2007 ዓ/ምሰዓት 8:00  አብዘሎ እዋንኣብስራሕሰዓትነዚተባሂሉኣብዝተዳለወጨረታሳንዱቕምእታዉይኸኣል  ::

4   አብዝቐረበናይጨረታዶክመንትአብሕድሕድሰነድፊርማንማህተምንናይቲትካልክህልዎ

አለዎ::

5   እቲጨረታዕለት  21 /12 /2007 ዓ/ምሰዓት  8:00  ተዓፅዩአብቲዕለትሰዓት 8:30   ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወኪሎምአብዝተረኸበሉይኽፈት::

6  ጨረታሰዓራይምስተፈለጠዉዕሊመኽበሪ 10 % ከትሕዝ አለዎ::  ብምትሐዝካብዝአትወሉዉዕሊእዋንጀሚሩኣብዉሽጢ  5መዓልቲንብረትአታዊይገብር::

7  ማእኸልምርምርሜካናይዜሽንሕርሻኢነርጂገፀርንመቐለ ዝገዝኦ ኣቅሓ ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ሽግር አለዎ ኢሉ ማእኸልና እንተአሚነሉ ዉዕሊ ምቁራፅ ይኽእል ::

8  ተጫራታይግልፂአብዘይኾነሎምነጥብታትመብርሂወይመመሓየሺ ሕቶከቕርቡዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉእዋንቕድሚምብፅሑይኸዉን ::

9  እቲቢሮዝሐሸመማረፂእንተረኺቡ ብኽፋልይኹንብሙሉእነቲጨረታናይምስራዝ  መሰሉ ዝተሓለወ እዩ   ::

ንተወሳኪሓበሬታስልኪ .ቑ    034-- 440 23 -85  /  034 - 440 -30  -22  ምሕታትይከኣል ::

 

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s