ቤት ፍርዲ ወረዳ ወልቃይት ንዝተፈላለዩ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ፈርኒቸርን ፣ ኣናእሸተይ መሳርሕታት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝኽእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቀርብን

3 ናይ ወርሒ መስከረም 2011ዓ/ም ዲክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝኽእሉ

5 ተወሳኺ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኾነን መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

6 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 500.00ሚኢቲቅርሺ፣ ንፅሬት ኣቅሑት 500.00 ሚኢቲ ቅርሺ፣ ነናእሽተይ መሳርሐታት 500.00 ሚኢቲ ቅርሺ ፣ ንኮምፒተር ተዛመድትን 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ፣ ንፈርኒቸር 500.00 ቅርሺ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይኽእል።

8 ጨረታ ካብ14/03/2011ዓ/ም- 04/04/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ይኸውን።  

9 ጨረታ 05/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይኽፈት።

10 ተወዳደርቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ናይዚ ጨረታ ሰነድ ማህተም ናይ ዝምልከቶ ኣካል ፊርማ ከምኡ ውን ብተጫራታይ ተመሊኡ ክቀርብ ዝግብኦ ቅጥዕታት መሊኦም ከቀርቡ ኣለዎም።

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ መብርሂ ክትህቡ ይግባእ። እንተዘይኾይኑ ዝቀረበ ዋጋ ምስ ተወሳኺ እሴት ታክስ ተገይሩ ይውሰድ።

12 ቤት ፅሕፈትና ናይ ዝግዛእ ኣቅሓ ካብ ነብሲ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ ክሳብ 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ምንካይ መሰል ኣለዎ።

13 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን30 ተኸታተልቲ መዓልትታት ይኸውን።

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-330334/ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s