ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ናይ መኪና ፅገና : ግልጋሎት (ጋራጅ)አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 24, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ተሽከርካሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ሕጋዊ ብቅዓት መረጋገፂ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ምስክር ወረቀት ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

4 በቲ ዘፈር መቅረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑ ናይ ዝመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቀት ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

5 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ መቕረባይ ክሳብ አቲ ብቅዓት መረጋገፂ ዘሐደሰሉ እዋን ውዕሊ ዝኣስርን ከም ኣድላይነቱ ዝናዋሕ ምዃኑ ፈሊጡ ክወዳደር ይግባእ።

6 ኣብ ናይ መኪና ፅገና አገልገሎት ጋራጅ ዝሳተፉ ተወዳደርቲ ብኮንስትራክሽን ብመንገድን መጎዓዝያን ሳልሳይ ደረጃን ልዕሊኡን ዝተዉሃቦምን ዝተሓደሰ ሰርቲፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉን ክኮኑ ይግባእ

7 ናይ መወዳደሪ ዶክሜንት ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፣ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

8 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ  ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግዲ ባንኪ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 21/02/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/02/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ይዕድም

9 እቲ ጨረታ ዕለት 24/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት አንድስትሪ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 804 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት።

10 ትካልና  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342-417506 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክታት ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ