ምልከታግልፂጨረታቑፅሪ 6 /2007
ቢሮኮንስትራክሽንመንገዲንትራንስፖርትንክልልትግራይኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመትን ንናይ ቢሮ መኻይን ግልጋሎትዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት ካብሕጋዊያንነጋዶብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩትደሊዩነጋዶዝስዕብረቆሒክተማልኡይግባእ:;
1 ናይ ዘመኑዝተሐደሰን ተመሳሳሊንግዲፍቃድዘለኩም::
2 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን TIN ሰርተፌኬትክተቕርቡትኽእሉ::
3 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰናይመቕረባይነትሰርቴፌኬትዘለኩም::
4 ናይእሴትታክሲ /VAT/ዝተመዝገበንናይዚዓመትግብሪዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ወርሒ ሚያዝያ 2007 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል::
5 ጨረታሰዓራይተባሂሉካብዝተገለፀሉዕለትጀሚሩኣብዉሽጢ 5ተናይስራሕመዓልቲ ዉዕሊ ክአስር አለዎ::
6 በቲ ቢሮተዳልዩዝተወሃቦመዐቀኒስፐስፊከሽንመሰረት ብፅሬትብመጠንብጊዜን ብዉዕሉመሰረት ንብረትከረክብዝክእል::
7 መወደደሪደኩሜንትስርዝድልዝዘይብሉብሸምዒዝተዓሸገናይቲትካልሽምንኣድራሻን ማህተምን ፌርማንክህልዎይግባእ::
8 ተጫረቲዘይምለስ 50 /ሓምሳብር /እናኸፈልኩምካብቢሮኮንስትራክሽን መንገድንትራንስፖርትን ክልል ትግራይከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምም/ ር ኣብከምፕሌክስህነፃ 3ይደብሪቁፅሪገዛ 179 ካብ ዕለት 22/ 10/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 22 / 10 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብናይስራሕ ሰዓትእናመፃእኩምክተእትዉትኽእሉ::
9 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪብር 5000 / ሐሙሽተሽሕብር/ CPO ወይ ብጥረገንዝብ ክተትሕዙእትኽእሉ:;
10 እቲጨረታዕለት 22/ 10 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩኣብቲዕለትሰዓት9:00 ኣብቢሮኮንስትራክሽንመንገድንትራንስፖርትንክልልትግራይከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምም/ ርተጫረቲወይሕጋዊወኪላቶምአብዘለዉሉይኽፈትተጫረቲወይተወከልቶምእንተዘይተረኪቦምእቲጨረታንምክፋትኣይታዓናቐፍን::
11 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእንተረኺቡብሙሉእኮነብክፈልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
13 እቲዝቀርብ ንብረትበቲናይቢሮዘቅረቦሳምፕል ስፔስፊከሽን መሰረት ይከዉን::
14 ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ 0344411052 ደዊልኩምክትረኸቡትኽእሉምኻንኩምንሕብር::
ድሕሪት