ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ሰላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት መሳርሒ : ህነፃ መሳርሒ : ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት: ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን ኣቑሑት፣ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ፀፀር 00፣ናይ ኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ስለዚኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ሮቆሒ አማልአኩም ክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ቦታ:
ዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:10 ቅደሚ ሰዓት
ህንፃ መሳርሒ
/
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
/
መኽዝን
/
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
/
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን
/
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን
/
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
/
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
/
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
/
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ሕትመት
ፒዲኤፍ
1ናይ 2010 ዓ/ም በቢዘርፉ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፡፡
2ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (TIN NO) ዝሐዝኩምን
3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ናይ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ፅገና፣ፅሬት ኣቑሑት ፣ፀፀር 00- ቫት ተመዝጋቢ ይዅን ተመዝጋቢ ዘይኾነ ክወዳደር ይኽእል
4ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ዝሐዝኩምን ኦርጀናል ንብረት ከቅርብ ዝክእልን::
5
ጨረታ ሰዓርቲ
እንተከይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት በቢዝምልከተኩም ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10
ተ
መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
ብሰብ ሞያታት ኣፈቲሹ ኣታዊ ክገብር ዝክእል::
6ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ሓደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒን መነፃፀሪ ዝከዉን ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ::
7ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 30.00 ብር ንሕድሕደ ሎት በቢ ዝምልከቶም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዘርፊ እናኸፈልኩም ካብ ዕለት 23/01/2011 ዓ/ም- 13/02/2011 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 11:00 ምሸት እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ::
8እቲ ጨረታ ዕለት 14/02/2011 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:10 ቀትሪ አብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ /ስለሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
9ተጫረቲ በቢ ዝምልከቶም ዘርፊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ንህንፃ መሳርሒ ብር 4000.00: ንፅሕፈት መሳርሒ 3000.00: ንፅሬት ኣቁሑት 1000.00፣ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ብር 2000 ፣ንኮምፒዩተር ናይ ኮምፒዩተር ኣክሰሰርን 3000.00 ፣ንመኪና ስፔር ፓርት ብር 2000.00፣ ንኮምፒዩተር ተዛመድትን ፅገና ብር 1000.00 ፣ንፀፀርን 00- ብር 1000.00 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ
10ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20% ክዉስክን ወይ ክቅንስን ዝክእል ምኮኑ::
11ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ ::
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0347730211 /0920-256876 ደዊልኩም ሕተቱ::
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (508)
ህንፃ መሳርሒ (7192)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
ምግብን መስተን (514)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (87)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s