ማአኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ መሰረት ነቲ ማእኸል ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቑሑት ፅሬትን ካልኦት ሃለቅትን ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ግብሪ መንግስቲ ከፋሊ ምዃኖም ዘረጋግፅ ንግብሪ ኸፈልቲ ዝተውሃበ መለለይ ቁፅሪ (ቲን) መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ብትልምን ፋይናንስን ዝተውሃበ ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት ) ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቅርቡ

5 ናይ ወርሒ ሓምለ 2010 ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራርደኩም መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ

6 ተጫረቲ ንኹሎም መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ክትቅርቡ ትኽእሉ ኣለኩም

7 ተጫረቲ ኣብ ዘቅረብዎ ናይ መወዳደሪ ሰነድ ብዘይምንም ስርዝ ድልዝ ናይቲ ትካል ሽምን ክታምን ማህተምን ኣድራሻን ክተቅምጡ ይግባእ።

8 ጨረታ ካብ 22/01/2011 ዓ/ም ክሳብ 07/02/2011 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 07/02/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸሉ ኣብ ማእኸል ቤት ህንፀት ይኽፈት።

9 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኸበሪ ጨረታ ዝኸውን 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ) ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ምቅራብ ይከኣል።

10 ዝሰዓረ ተጫራቲ 10% ውዕሊ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ በሲፒኦ ኣትሒዞም ከምኡ ውን ዝሰዓረ ተጫራታይ ልዕሊ 10000.00 (ዓሰርተ ሽሕ) ዝግመት ንብረት ኣታዊ እንተገይሮም 2% ዊዝ ሆልዲንግ ዝኽፍል ምዃኑ ክፈልጡ ኣለዎም።

11 ከምኡ ውን ዝሰዓረ ተወዳዳራይ እቶም ዝሰዓሮም ንብረት በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን ማለት ውን ዝርዝር መዐቀኒ ረቋሕታት ብፅሬት ብናይ ባዕሉ መጓዓዕዝያ ናብ ማእኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣታዊ ከምዝገብር ክፈልጥ ኣለዎ።

12 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ማእኸል ቤት ህንፀት ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ምም/ርን/ንብረትን ቁፅሪ 06 እናመፃእኩም ክትወወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

11 እቲ ቤት/ፅ/ት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ0347-711668/0347- 711227ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s