ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ን2011 ዓ/ም ዝውዕል ናይ ኬምስትሪ ላባራቶሪ ኣቁሑትን ኬምካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፤በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

1 ናይ 2010 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝኽእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶኮፒ ገይሮም ከትሕዙ ኣለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ናይ ሓምለ ወርሒ 2010 ዓ/ም ዲክላርስዮን ከቅርብ ዝኽእል

4 ናይ 2010 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

5 ናይቲ ጨረታ ምኽበሪ ብስፒኦ 10,000.00 ከቕርብ ዝኽእል

6 ካብ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

7 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ከቕርብ ዝኽእል

8 እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለው እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምዃኑ ይሕብሩልና።

9 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ምሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

10 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ።

11 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርትና ሰነድ ብር 100 ቅርሺ ጥራሕ ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቁፅሪ 25 አዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ይከኣል።

120ቤት ት/ትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13 እእዚ ጨረታ ዕለት 22/01/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 አኣብ ኣዳራሽና ቃላሚኖ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኩሎም ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

                        ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0345-599841 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s