ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ከምእዉን አቁሑት ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነገዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ብቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይነ ግብሪ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል 

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሓምል ሒሳብ ዘወራደድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል 

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናስን እቲ ወረዳ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይክእሉ

5 መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒክስ ሕትመት አቁሑት ጽሬትን ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል 

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 28 ነሓሰ 2010 ዓም ክሳብ 10 መስከረም 2011 ዓም ከይኑ 10 መስከረም 2011 ዓም ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት 

7 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሊ መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ኣታዊ ክገብር አለዎ

8 ንዝበለፀ ሐበሬታ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ 

9 እቲ ቤት ሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ 

መተሓሳሰቢ ን ኤሌክትሮኒክስ :ሕትመት : ፅሬት እትጫረቱ አብ ተወሳኪ እሴት ታክዝ ምዝጉባትን ዛይምዝጉበትን ክትሳተፉ ትክእሉ ኢከም ንፅሕፈት መሳርሒን ትወዳደሩ ተጫረቲ ግና ምዝገቡት ተወሳኪ እሴት ታክስ ክትኮኑ ይግባእ ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347760316 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s