ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓልን : ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ : ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት : ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : Tin /ቲን : ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ናይ ሓምለ 2010 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእለ

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00 በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል 1500 : ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ 5000 : ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት 3000 ብር : ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎት 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

5 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 7/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/12/2010 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 22/12/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 ኣብ ጨረታ ሰነድ ዝኮነይኩን ፅሑፍ ምፅሐፍ ኣይፍቀድን

9 ናይ ጨረታ ሰነድ አርጅናልን ፎቶ ኮፒን ከቅርብ አለዎ

10 ናይ ደረቅ ጉሓፍ ምልዓልን ናይ ግሪነሪ ስራሕቲን ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ናይ ሞተር ሳይክል መፀገኒ ግልጋሎትን ካብ ጠቅላላ ዝተመለኣ ዋጋ ዝተሐተ ዋጋ ዝተመልኣ ዝወስድ ምካኑ

11 ናይ ደረቅ ጉሓፍ ምልዓልን ናይ ግሪነሪ ስራሕትን ፋይናንሸል ዝተመልኣ ዋጋ ጥራሕ ምካኑን

10 ኣድራሻና ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣድራሻና 05 ዒላላ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሕልፍ ኢልካ ወይ ድማ ካብ ደምቦስኮ ንምዕራብ ምፅእ ኢልካ እንትከዉን መከለኪያ ዝነበሮዎ ፎቅ G+1 ቁፅሪ 11 ንርከብ::

11 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0344417910ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

12 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈት ንበዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s