ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ልዕሊ 24 ኮፍ መበሊ ዘለዋ ደረጃ ሐደ ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

 2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

3 ዋንነት ዝገልፅ ሌብሬ ዘለኩም

4 ኣብ መዓልቲ 12 ግዚ ካብ ሜዳ ሳምረ ክሳብ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሞያን ሳምረ ክተማላልሱ ፍቃድኛ ዝኮንኩም

5 ወፃኢታት ነዳዲ ማሃያ ገናሒ መኪናን ፅገናን ካብ ባዕልኩም ምካኑ ክትፈልጡ አለኩም

6 መወዳደሪ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ፌርማን ትካል ክህልዎ አለዎ

7 ተጫረቲ ዘይምለሰ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 2 ነሓሰ 2010 ዓም ክሳብ 11 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 8:20 ምግዛይ ይክእል

8 ተጫረቲ ንመከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ

9 እቲ ጨረታ 11 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

10 ኣብቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ወኪላቶም እንተዘይ ተረኪቦም እቲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

11 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345545632 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s