ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ጎሓፍ መቃፀሊ ማሽን ማለት እዉን ጨና ኣልቦ መቃፀሊ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ነዚ ማሽን ዝርዝር መዓቀኒ ናይ ምሽከሚ ዓቅሙ NP 200 : ፍልል ዓይነት ሞተር DLCL LPG ተፎጥራዊ ጋዝ : ሓይሊ 220 ቫልት ትሕዝቶ 0.59 meter qube : ርጎዲ 200mm : መጠን ዋዒ 400 ክሳብ 1230 ዲግሪ ሴንቲግሬድ ንክልተ ዓመት ዉሕስና ዘለዎ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ 2010 ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎን ቅድሕ አታሓሒዙ ዘቅርብን

2 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 1 ሰነ 2010 ክሳብ 15 ሰነ2010 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይከዉን

3 ጨረታ ዝክፈተሉ 15 ሰነ2010 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዓድዋ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

4 ዘንጊዑ ዝመፀ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

5 እዚ ጨረታ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ ናይ ቅሬታ 3 ማዓልቲ ስራሕ አብ ዉሽጢ 3 መዓልታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን ሰዓራይ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ወይ ዉሕስና ከብ ዝህብ ትካል ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

6 እቲ ሆስፒታል በዝሒ ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰሉ ሕልዉ እዩ

7 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 እንካፈለ ክወስድ አለዎ

8 መክበሪ ጨረታ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሸ) ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ

9 ዋጋ ፀኒዑ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ን 20 ተከታታሊ መዓልቲ ይከዉን

10 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መራገፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

11 ነቲ ጨረታ ዝመልእ ዉልቀ ሰብ ወይ እዉን ነጋዳይ ስርዝ ድልዝ ዘይንብሉ ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

12 ተጫረቲ ብናይ ሆስፒታልና መርአይ ወይ እዉን ሰምፕል መሰረት ክቅርቡ አለዎም

13 እቲ ቤት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

14 ሰዓርይ እቲ ማሽን ኣብ ሆስፒታል ዓድዋ ክተክልን ክጅምርን ን ሰብ ሞያ ከሰልጥንን ዝክእል ክከዉን አለዎ

15 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s