ምልክታግልፂጨረታ
ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ም ካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነት ኣቅሑት ኢነርጃይዘር ባትሪ በዝሒ ብቁፅሪ 5000 ካልኦት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::
በዚመሰረት
- ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
- ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
- ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
- መቅረብቲካብዕለት20/ 08/ 2007 ዓምክሳብዕለት06/ 09/ 2007 ዓ/ም 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁንምእታዉይካአል::
- መከበሪ ጨረታብር 2% ካብቲ ጠቅላላ ዘአተዉዎ ዋጋ ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክወይብጥረገንዘብቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታዝዕሽግሉዕለት 06/ 09/ 2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
- ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለ::
- ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
- ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየት መግለፂጥራሕይኮዉን::
- ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::
ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860 /0914704331 ምርካብይካኣል::
ድሕሪት