ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ወይ ፈርኒቸር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን ቁፅሪ ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ናይ ወርሒ ለካቲት 2010 ዓም ናይ ቫት ድክለሬ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብምሓዝ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ናብ ቴክኒክን ሞያክ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ብኣካል ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

6 ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ዝሰዓሮ ንብረት መሊኡ አብ ዉሽጢ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ብፅሬትን ብመጠንን ከቅርብ ዝክእል

7 እትህብዎ ዋጋ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከዉን

8 ተጫረቲ እትመልእዎ መጫረቲ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክክዉን ይግባእ

9 ኣብ ሰነድ ጨረታ ዘይምላክቲ ተወዳደርቲ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ከምዝመልኦ ይሕሰብ

10 መወዳደር ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽም ኣድራሽ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ

11 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 18/7/2010 ዓም ክሳብ 2/8/2010 አብ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሰዓት 2:00 ንጉሆ ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ ምካንኩም እንዳገለፅና ጨረታ ዝዕፀወሉ 3/ 8/2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት እሱ 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ይኩን ደኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይምርካቦም ከይተከፈት ዝምለስ ጨረታ ኣይህልዉን

12 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ንህንፃ መሳርሒን: ኤሌከትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ፈርኒቸር : ናይ ፅሬት መሳርሒን ንሕድሕዶም 2000 ሕጋዊ ዉሕስና ካብ ዘለዎም ባንክታት ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ጨረታ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

13 ንሕድሕዶም ናይ ኤሌክርኒክስ ኣቅሑትን ናይ ኮምፒተር ቀለምን ንሽድሽድ ወርሒ ዉሕስና ክገብር ወይ ክህብ ዝክእል

14 ትካልና ተጫረቲ ካብ ዝሰዓርዎ ሕድሕድ ንብረት 20 ሚእታዊ ክዉስክን ክቅንስን ዝክእል ምካኑ እናሐበርና

15 ትካልና ነዚ ጨረታ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345500382 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s