ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማህበር ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ማይ መፃረይ ሓሸዋ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 24, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 18, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • መኽዝን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘይምለስ ኮፒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ክልተ ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 18/7/2010 ዓም ሰዓት 8:00 ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 18/7/2010 ዓም ሰዓት 9:00

6 እቲ ፋብሪካ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344405806 /0342410085

ድሕሪት
ጨረታ መደብ