ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ከልኣይ ርብዒ ዓመት ዕድጊት ናይ ሰብ መድሓኒት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 1, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 13, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚዘርፋ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም 

2 መለለዩቁፅሪከፈልቲግብሪዘለኩም

3 ዝተሐደሰ ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

4 ናይዚ ዘፈር ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ዘለኩም

5 ኩሉ መረዳእታኩምቅዳሕብምግባር ናብቲ ቤት ፅሐፈት ዳጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንበረት ምምሕዳርን ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይ ዓይኒ ሸራሮ ምስ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ ብምትሕሓ ዝዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ተእትዉ

6 ሰነድ ጨረታዘይምለስ 30 ቅርሺብምክፋልካብሆስፒታልማይኒሽራሮከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንምምዳርንብረትንክትወስዱትክእሉ

7 ኩነታት መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ብናይቲ ሆስፒታል ወፃኢ ዝሽፈን ይከዉን

8 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 60 ተከታታልቲ መዓልቲ ይከዉን

9 ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ምካንኩም ምስተፈለጠ  ኣብዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ ትክእሉን ካብ ዝሰዓርክምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ 10 ሚእታዊ ክተትሕዙ ትክእሉ

9 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዘከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይሕጋዊሲፒኦ ወይ ድማ ቼክ 5000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክእሉ

10 እቲ ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝኮነ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰል አለዎ

11 ሰነድጨረታካብ 29 ጥሪ 2010 ዓ/ምክሳብ 13 የካቲት 2010 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱትክእሉ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉዕለት 13 የካቲት 2010 ዓ/ምሰዓት 4:00 ቅድሚቀትሪኮይኑጨረታዝክፈተሉዕለት 13 የካቲት 2010 ዓ/ምሰዓት 4:30 ቅድሚቀትሪይከዉን

13 ናይ ነብሰ ወከፍ ዋጋ አብናይ ባዕልና መቅረቢ ዝርዝር ሰንጠረዥ ብፅሬትን ብንፁርን ክምላእ ይግባእ

14 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

15 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0348500071 0348500074 ደዊልኩምምሕታትይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s