ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ማለት እዉን ጣብያ ቐደማይ ወያነ : ደብረ ቅብኢ : ማይ ዓለም : ማይ አንበሳ : ፈለግ ማያት : መሰቦን ማህበረ ገነትን ነቲ ዝገጠመ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብቲ ዘሎ በጀት በቦቴ ማይ ከመላልስ ስለ ዝደለዩ ፍቃድ ማይ ፈሳሲ ዘለኩም ትካላት ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ኣብ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድበቲ ዘፈር ዘለኩም

2 ተወሳኪእሴትታክስዝተመዝገበኮይኑናይ 2010 ዓምወርሒታሕሳስሒሳብዝገበረሉመረዳእታከቅርብዝክእል

3 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

4 ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ እንደርታ ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ናይ ማይ ፈሳሲ ሌብሬ ክህልዎም ይግባእ

  

7 ፅሩይ ዝሰተ ማይ መጎዕዓዝ ፍቃድ ዘለዎ

8 ሐደ ቦቴ ተናአሰ 10 ሜ ኪዩብ ዓቀን ትሕዝቶ ክክዉን አለዎ

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ምክበሪ ቢድቦንድ 10000 ቅርሺብናይሲፒኦባንኪዝተረጋገፀወይከዓብጥረ ገንዘብከትሕዙዝክእሉ

10 ምልክታጨረታካብዝወፀሉ 17 ጥሪ 2010 ዓምሰነድጨረታምዉሳድዝከኣልኮይኑ 2 ለካቲት 2010 ዓምሰዓት 4፡00 ታዓሺጉኣብተመሳሳሊዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲወይድማሕጋዊወከልቶምኣብዝተረከብሉይክፈት

11 ተጫረቲሰነድጨረታዋና ኣብ ሐደ ፖስታ ቅዳሕን ኣብ ሐደ ፖስታ ንንበይኑብምዕሻግኣብሓደዓብዩፖስትብምጥቅላልናብቲዝተዳለወሳንዱቅከእትዉይግባእናይተጫረቲሙሉእኣድራሻማህተምፊርማንክህልዎኣለዎ ብተዋሰኪ ድማ ሰነድ ጨረታ ዋንኡ ምስ ቅዳሕ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እዚ ንዝገበረ ተጫረቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን እቲ ፖስታ ኣብ ላዕሊ ብማርከር ክፃሐፈሉ አለዎ

12 እቲትካልክሳብ 20% ናይምዉሳክወይናይምቅናስመሰሉሕሉዉእዩ

13 እቲቤትፅሕፈትዝሓሸኣመራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

14 ሓበሬታብቁፅሪስልኪ 0342400403 ደዊልካምሕታትይከኣል 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ