ድለ (Ctrl+/)
Amharic
English
Login
Please sign-in to your account and start the adventure
Email or Username
Password
Forgot Password?
Remember Me
Sign in
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ንከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ንብረት : ኣዉቶማቲክ ፌዩዝ 50 ኣምፒር ጋሻ : ኮንታክተር ባዕል 220 ን 240 ቫልት ን 380 ቫልትን ስራሕቲ ህንዲ 80 ኣምፒር : ፎቶ ሲል ታይፒ 221 ስራሕቲ ጃፓን : ሰድዩም ኣምፑል ስራሕቲ ህንዲ 250 ዋት : Blasta sodium fixture ማለት GSM light 250 ዋት Big xl 250L:ባዕል 2.5 ሚሊ ሜትር ገመድ ኤሌክትሪክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
ቦታ:
ዓዲ ዳዕሮ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን
ሕትመት
ፒዲኤፍ
ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ቅድሑ ድማ አተሓሒዙ ከቅረብ ዝክእል
ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዱሑ ዉን ከቅርብ ዝክእል
ናይቲ ተወሳኪ ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ቅዱሑ ዉን ከቅርብ ዝክእለ
መለለዮ ከፋላይ ታክስ ዘለዎ ናይ ዘበኑ ዝሐደሰን ቅዳሕ አታሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
ተወሳኬ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2010 ቅዳሕ ፀብፃብ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 25 /03 /2010 ዓም ክሳብ 9/4/2010 ዓም
ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት መዝጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ብምምፃእ ክወስዱ ይክእሉ
ሰነድ ጨረታ 9/4/2010 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 በዕሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ከይተከፈት ዝምለስ ፖስታ ኣይህልዉን
መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
እቲ ተጨራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርድ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕሉ ፌርማ ማህተምን ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ብምግባር ቅዳሕ ብፖስታ ዓሺጉ ከእትዉ ይግባእ
እቲ ቤት መዘጋጃ ጨረታ ምስተከፈተ ካም ኣድላይነቱ ኣቅሑት ክሳብ 20% ክዉስክ ወይድማ ክንኪ ይክእለ እዩ
ሰዓራይ ኣካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ ዝክእል
እቲ ቤት መዝጋጃ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንዝበለፀ ሓበሬታ መምርሒ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344320317
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
ኮንስትራክሽን (1047)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
ሕርሻ (510)
ህንፃ መሳርሒ (7193)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
ምምካር (180)
ትምህርቲን ስልጠና (199)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
ምግብን መስተን (515)
እግድ (40)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
ፈርኒቸር (1283)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
ጥዕና (266)
ናገዛ ኣቁሑት (88)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
መሬትን ሊዝን (59)
ፅገና (833)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
ምስሊን ቀረፃን (23)
ስራሕቲ ሕትመት (1658)
ስራሕቲ ምልላይ (83)
ክራይ (737)
መሸጣ (1182)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
መኽዝን (33)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s