ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2010 በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤትይ ፅሕፈት ልምዓት ደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላትን ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ቀበሌ ኣሉላን ኣብነትን ናይ ፅገና ሽቃቅ ስራሕቲ ብደረጃ 8 ብርኪ ደቀቅቲ ዉልቀ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 21, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 12000.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 9, 2010 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእሎም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቀሕታት ኣማሊሎም ሰነድ ክገዝኡ ይግባእ

  1. እቲ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 150 መዓልቲ ንተከታተልቲ መዓልትታት ዛዚዞም ከረክቡ ይግባእ
  2. መከበሪ ጨረታ 12,000 ቅርሺ
  3. ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ
  4. ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋን ኣብ ተራ ቁፅሪ ሓደ ዝተገለፁ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕ ሰነዳት ናይቲ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ነፍስወከፍ ፖስታ ብምፅሓፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ብምዕሻግን ዋናን ቅዳሕን ዝገልፅ ኣብቲ ፖሰታ ብምፅሓፍ ሰለስቲኡ ፖሰታ መሊሶም ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብመዕሻግ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 9 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ናይ ንግሆ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ
  5. ጨረታ 9 ታሕሳስ 2010 ዓም ሰዓት 3፡ 00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት
  6. ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ካሊእ ዝሓሸ መማረፂÂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሰነድ ጨረታ ይመልከቱ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትርክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ብኣካል ብምምፃእ ብስልኪ ቁፅሪ Â 0347711342 /0342710016 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s