ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ብናይ መደበኛ በጀቱ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ
  • ናይ ጨረታ ካብ ማእከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 1 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ
  • ምድብ 1 ህንፃ መሳርሒ
  • ምድብ 4 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ስፔር ፓርት/

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእልን ኣብ ናይ መቐረባይ ዝተመዝገበን ግብሪ ምክፋሉ ወረቐት ምስክር ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና መክብሪ ነንሕድሕዶም ብር 3000 ብማእከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ሽም ብስፒኦ ወይም ቢድ ቦንድ ብጥረ ገንዘብን ከትሕዙ ይግባእ

3 ተጫረቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ዲክለር ዝገበርኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ አለዎም

4 እቲ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ክቀርብ ዘለዎ እንትከዉን ዋንኡ ምስ ኮፒ ሰነድ ናይት ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ይግባእ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ዝተመዝገቡ ቃላ መሓላ ናይ መቅረባይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ስፒኦ ወዘተ ዘድሊ ሰነድ ብኦርጅናል ዶክመንት ከታሓሓዝ አለዎ

5 ሰነድ እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ በቐፅሪ 1 ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይክእሉ ከምኡዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርማን ኣድራሻን ክገልፁ አለዎም

6 ተጫረቲ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ መብርሂ ወይም ናይ ምምሕያሽ ሕቶ እንተሃሊዩም ቅድሚ ካብ ዝተወሰነ ግዝ ገደብ ብስልኪ ቍፅሪ 03 48 99 03 10 ክሓቱ ይክእሉ

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ ዕለት 22/2/2010 ክሳብ 11/3/2010 ዓም ኮይኑ ዕለት11/3/2010 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብዚ ዕለት እዙይ ማለት እዉን ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 4 ይክፈት ይኩን እምበር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝከፈተሉ ግዜ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

8 ማእከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጅን ገፀርን መቐለ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ተጫረቲ ትካል ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ንብረት ሙሉእ ብሙሉእ አታዊ ክገብርÂ ዝክእል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ