ስለዚ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕደሳ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሐለፎን ዘሐደሰን ቅዳሕ መረዳእታ አታሓሒዙ ዘቕርብ
- መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ TIN No ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረደዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ
- ተመዝጋቢ ተወሳኪ ታክስ ዝኮነን ክሳብ ታሕሳስ 30 ዲክለር ዝገበሩ
- ናይ ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ
- ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 30 ጥራሕ ብምኽፋል ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2010 ዓም Â ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
- ጨረታ ዕለት 16/02/2010 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊi ወኪል አብ ዝተረከበሉ ልክዕ ሰዓት 4:30
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 41 65 70 ደዊልካ ብምሕታት ወይድማ ብኣካል ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሲ ምምሕዳር ክልል ትግራይ
ድሕሪት