ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 2, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ / ስራሕቲ ሕትመት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ


 

ምልክታ ጨረታ

ማይጨዉ ቤት ህንፀት ማእኸል ንህነፃ መሳርሒ ዝተፈላለዩ ንብረታት ንሕጊ ተሃነፅቲ ወርክ ሾፕ ጣዉላ ማሽን ( ዝተፈላለዩ ማሽናት ኣቁሑትን) ንላይብረሪ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ኣዋጃትን ክዕድግ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም መቅረብቲ ንክትጫረቱ ንፅዉዕ::

ነጋዶ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

1 ኣብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረታት ዝጫረት ተወሳኺ እሴት ታክሲ /ቫት /ተመዝጋቢ ዝኾነ:;

2 ናይ ዝወዳደረሉ ንብረት ዘርፊ ሰራሕ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ::

3 ቲን ናምበርን ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት መታወቂያ መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 27 /4 / 2007 ዓም ክሳብ 13/05/ 2007 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 20. 00 (ዒስራ ቅርሺ) ብምኽፋል ካብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ዕ/ፋ/ንብ/ ምም/ ር ክፍሊ ቁፅሪ 5 ምዉሳድ ይከአል::

5 መኽበሪ ጨረታ ህንፃ መሳረሒ ንበረታት :ብጥረ ገንዘብ ብር 4000 .00 /ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ ንወርክ ሾፕ ናይ ጣዉላ ማሽን ብጥረ ገንዘብ ብር 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ብር ): ንመፃሕፍትን ኣዋጃትን ብጥረ ገንዝብ ብር 2000.00 (ክልተ ሽሕ ብር ) ወይ ካብ ዝተፈለጠ ሕጋዊ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ /ከቕርብ ዝኽእል::

6 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 27/ 04/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 13/ 05/ 2007 ዓ/ም ኾይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ”ተባሂሉ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ኣበ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ፋ/ዕ/ንብ/ ምም/ ርን ክፈሊ ቁፅሪ 5 ምእታዉ ይከአል::

7 ጨረታ ዝዕፀሉ ዕለት 13/ 05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 8:00 ናይ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት ዝተማልአ ሰነድን መኽበሪ ጨረታን እንተቅሪቡ ግና ተወዳደረቲ አብ ዘየለዉሉ እዉን ምኽፋት ይካአል ኢዩ::

8 መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 13/ 05/ 2007 ዓ/ም ክሳብ 18 /05 /2007 ዓ/ም ኢዩ::

9 እቲ ጨረታ ምስተርኣየ አሸናፊ ዝኾነ ተጫራታይ አሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘሸነፎ ንበረት ንክቕርብ ዉዕል እንተዘይአሲሩ ንጨረታ መኽበሪ ዘተሐዞ ገንዝብ ብመምረሒ ፋይናንስን ዕዳጋን መሰረት ናብ መንግስቲ ኣታዊ ዝኸዉን ምኻኑ ክፈልጥ ኣለዎ::

10 እቲ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ምጉዓዝያ / ወፃኢ/ ናብ ማይጨዉ ቤት ህንፀት ከረክብ ዝኽእል::

11 እቲ ንብረት ካብ እስፐስፊኬሽን ወፃኢን ፅሬት ዝጎደሎን እንተኾይኑ ዘይንቕበል ምኻና ንሕብር::

12 መስራቤትና ኣብ በዝሒ ንብረት 20 % ናይ ምዉሳኽ ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ ኢዩ::

13 ብተወሳኪ መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኢዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0919914018 ወይ 0348770046 /0914106000 ምሕታት ይከአል::

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s