አብ ሰሜን ክ /ከተማ መቐለ አብ ጣብያ መለስ ፈለግ ዳዕሮ ዝርከብ ንእሽተይ ድልድል ንምስራሕ ስለዝተደለየ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ሓዊሱ ከጫርት ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 7, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

  ምልክታ  ጨረታ
1 አብ ሰሜን ክ /ከተማ  መቐለ  አብ ጣብያ  መለስ ፈለግ  ዳዕሮ  ዝርከብ   ንእሽተይ  ድልድል  ንምስራሕ  ስለዝተደለየ ማተሪያል   : ናይ  ግልበት  :መሽነርን ሓዊሱ  ከጫርት  ይደሊ::
2   ሰሜን ክ/ከተማ  ከባቢያዊ ልመዓት ድማ  አብዚ  ስራሕ   ዝደልዩ  ደረጃ  9ተ ( ትሻዓተ)   ደ.አ.ን.ት  (ደቂቅ)  ናይ  ህንፃ ጠቅላላ ኪንስትራክሽን  ተኮናተርቲ  ክትጫረቱ  ይዕድም    ተጫረቲ  ከማልእዎ   ዝግብኦም  ረቆሒታት::
3   ተጫረቲ  እቲ ስራሕ  መደብ 90(  ቴስዓ)  ናይ   ካላንደር  መዓልቲት  ከጠናቅቁ   ዝክእሉ::
4  ድሌት   ዘለዎም ደ.አ.ን.ት  ናይ  ኮንስትራክሽን  ተጫረቲ  ዘይምለስ  ብር  100  (ሐደ ሚኢቲ  ብር) ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ  ሰሜን  ክ/ከተማ ቤት  ፅሕፈት  ከባቢያዎ ልምዓት  ቢሮ  ቁፅሪ  19   ብምቅራብን  ብርኪ  ትካሎም   ዝገልፅ ፍቃድ  ዝተሐደሰ ንግዲ  ፍቃድ ን ብምቅራብ  ክወስዱ  ይክእሉ::
5  ተጫረቲ  ሐደ  ኦርጅናልን ክልተ ፎቶ  ኮፒን ሰነድን ነንበይኑ ብምዕሻግ  አብ  ሐደ ዓብይ  ፖስታ   ጠሚሮም  ከቅርቡ  አለዎም::
6  ተጫረቲ  ሰነዳቶም ኣሺጎም ብምቅራብ  ሕድሕድ  ፖስታ  ማህተም   ዓሪፍዎ ሙሉእ ኣድራሻ  እቲ ትካል  ክገልፅ ይግባእ::
7 ተጫረቲ  ዝመልአዎ ሰነድ  ካብ  ቤት ፅሕፈት ክፍለ  ከተማ  ከባቢያዊ ልምዓት ካብ  ዕለት 23/04/ 07  ዓ/ም  ጀሚሮም ምዉሳድ  ይክአሉ::
8  ጨረታ  ዝአትወሉ  ግዜ  ካብ  ዝወፀሉ  ዕለት  23/04 /07  ዓ/ም  ክሳብ  07/ 05 /07 ዓ/ም  ቅድሚ  ሰዓት  4:00  ዘእቱ::
9   ተጫረቲ  መከበሪ  ጨረታ  7000 ( ሸዉዓተ  ሽሕ  ብር)   ብብሄራዊ  ባንኪ  ካብ  ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጠ ባንክታት ዝዉሃብ  አብ  ኩነታት  ዘይተመሰረተ  ዉሕስና ባንኪ  ዝተረጋገፀ ቼክን ለተረኦፍ  ክሬዲትን አብ  ፖስታ  ብምዕሻግ ከቅርቡ  አለዎም::
10   እቲ  ጨረታ  ተጫረቲ   ወይ  ሕጋዊ  ወኪላቶም አብ ዝተረክብሉ  አብ  ቤት ፅሕፈት  ሰሜን  ክ /ከተማ  ከባብየዊ  ልምዓት   ዕለት  7/ 05/2007 ዓ/ም   4:00  ሰዓት  4:30  ናይ  ቅድሚ ሰዓት  ይክፈት::
11  ቤት  ፅሕፈትና  እቲ ጨረታ  ብክፋል  ይኹን  ብሙሉእ  ናይ  ምስራዝ  መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
ንዝበለፀ   ሐበሬታ  ግልፂ ንዘይኮነልኩም  ብቁፅሪ  ስልኪ :-  (0914032110)  (0914751957) (0914728661) ብምደዋል ምሕታት  ይካአል::

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s