ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

1 ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒን ጂኣይ ትቦን መገጣጠምን :ክሎሪን

2 መለዋወጢ አቀሑ ኤለክትሪክን ቡንባን

3 መፃረዩ ሑፃ

1 ናይ 2009 ዓም Â በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል ቫት ዝተመዝገበ መለለዩ ቁፅሪ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2009 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተከፈሎ ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክተወስዱ ትክእሉ

3 ናይ መክበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንተራ ቁፅሪ 1ን 2 5000 ቅርሺ ንተራ ቁፅሪ 3 3000 ቅርሺ ከተትሕዙ አለኩም

4 እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 19 ታሕሳስ 2009 ዓም ክሳብ 3 ጥሪ 2009 ዓም ኮይኑ 3 ጥሪ 2009 ዓም ልክዕ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኣብቲ ጨረታ ሽም ማሕተም ፊርማን ተጫሪቲ ዘለዎ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ምስ ዋንኡ ክተቅርቡ ይግባእ

5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ንበረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ከቅርብ ዝክእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444339 ወይዉን 0344442716 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s