Â
 | ዝርዝር ኣቁሑት |  መዓቀኒ | በዝሒ | መብርሂ |
1 | ሳይንስ ኪት | ሴት | 24 | Â |
በዚ መሰረት አብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ
- ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
- ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
- ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
- ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ 5000 / ሓሙሽተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
- ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20 (ብር ዕስራ) ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 425 ክወስዱ ይኽእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኦርጅናልን ኮፒን ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 19 ሕዳር 2009 ዓ/ም ክሳብ 28 ሕዳር 2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ቐትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቀፅሪ 420 ኮሪደር ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ቁፅሪ 1 ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
- ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
- እቲ ጨረታ 28 ሕዳር 2009 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ኣድራሻ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከእቱ ዝክእል
- ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406944 ምድዋል ይከአል እዩ:;
ድሕሪት