ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፎርማታት ደንቢ ክዳን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወረሒ መሰከረም 2009 ዓ/ም ወርሓዊ ድክለር ዝገብረን

2 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ፈቃድ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ/TIN Number/ ዘለዎምን ከቅራብ ዝኽእልን

5 ካብ ተራ ቁፅሪ 1 ክሳብ 4 ዝተዘርዘሩ መረዳእታት ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎተÂ ብተናፀል ዝተገበረ ኮፒ /Minimize/ ዘይኮነ ሕድሕድ መረደእታ ከቅረቡ ዝክእሉ

6 ጨረታ መኽበሪ /CPO/ ንጠቅላላ ንብረት ብር 500000.00 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ዘትሕዙ ኮይኑ ብክፋል ንምጭራት ዘድሊ ድማÂ

  • ንወታደራዊ ሸሚዝን ስረን : ቆቢዕ : ካኔቲራ: ሬንጀር ሸሚዝን: ስረን ሬኒጀር ኮትን ስረን ብር 170000.00 /ሓደ ሚኢትን ሰብዓን ሽሕ/
  • ፀሊም ካልሲ ብር 25000.00 /ዒስራን ሓሙሽተን ሽሕ ብር/
  • ናይ ጨርቂ ማዕረግ ናይ ረ ኮሚሽነር ናይ ካሌታ ጌይፂ መዓርግ ናይ መኮንናት ቆቢዕ መገያየፂ ሓጺንÂ ናይ መኮንናት ኮርደን ብር 35000.00 /ሰላሳን ሓሙሽተን ሽሕ/
  • ኮበርታ ዳብል ፌስ : ስልፒንግ ባግ : ዛንዜራ ጋሻ ዕጥቂ ብር 170000.00 /ሓደ ሚአትን ሰብዓን ሽሕ ብር/
  • ንወታደራዊ ጫማታት ብር 100000.00 /ሓደ ሚኢቲ ሽሕ ብር/ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል መእሳር ዝክእሉ

8 ኣሸናፊ ተወዳደረቲ ንዝሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል

9 ተወዳደረቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

10 ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ 100 ብር ብምኽፋል ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 24/2/2009 ዓ/ም ክሳብ 13/03/2009 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ረፋድ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ ፀኒዑ ይፀንዕ

12 ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 % ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

13 ዝርዝ ትሕዝቶ ንዝቀረበሎም ንብረታት ትሕዝቶም አረጋጊፁ ወይ አመርሚሩ ናይ ምርካብ ናይ ኮሚሽን ፖሊስ ይከዉን

 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s