ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መ ድሓኒትን ናዉቲ መሳርሕን ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊ

ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም Â ክሳብ 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታልና ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕሐደ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖሰታ ናብ ቅድስት ማርያም ሆሰፒታል አክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክትቀርቡ ትክእሉ እተቅርቡ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

  1. መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሕን ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብቲ
  2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም Â ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰን ሓደ Â ቅዳሕ ዘቅርብ
  3. መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን
  4. ናይ 2008 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ጥራሕ ክትወዳደሩ ትክእሉ
  5. መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ
  6. ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 26 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 3 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
  7. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት3:45 ይከዉን
  8. ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ
  9. ተጫረቲ ንሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ኣታዊ ይገብር
  10. ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናን እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ኣብ ጎኑ ፊርማ እንተዘይሃሊዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን
  11. እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s