ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሸልፍ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 30, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

                                        ምልክታ  ጨረታ
ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ  ሸልፍ ክገዝእ  ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

ነዚ ዝስዕብ ረቆሓታት  እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1  ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን  ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/,  VAT  ተመዝጋቢ ዝኾነ   VAT ድክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ምስክር  ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ  ዘቕርብ::
2  በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ  ቢሮ ቁፅሪ  110 ካብ ዕለት 17/03 /07 ዓም  ጀሚሩ  20 ቅርሺ  ብምክፋል ምዉሳድ  ይካአል::
3  ናይ ጨረታ  መክበሪ ሲፒኦ  /CPO/ ብር 3000.00 /ሰለስተ  ሽሕ  ብር / ከትሕዝ ዝኽእል  ትክእል::
4  እቲ ጨረታ  ዕለት 17 /03 /07 ተጀሚሩ   ዕለት 30/03/07 ሰዓት 9:00  ናይ  ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ::
5  ጨረታ ዕለት 30/03/07 ዓ/ም  ሰዓት 9:30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ  ወኪላት አብ ዘለዉዎ አብ ቢሮ ቁፅሪ  109 ይኽፈት::
6  ነቲ አቅሑት  አብ ዉሽጢ  5 መዓልቲ  ዘረክብ::
7  ቢሮና  ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን  ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::
8  ኣድራሻና  ከበቢ ጥዕና  ጣብያ  መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ  ህንፃ አብርሃም ደስታ  ቀደማይ ደብሪ::
9  ንተወሳኪ  ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177  ደዊልክ መብርሂ ምሕታት  ይከኣል::
10  ናይ  ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን  በዓል እንትዊሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::
                                                   ምስ ሰላምታ  
                                ኤጀንሲ  ባህልን  ቱሪዝምን  ክልል  ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s