ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • Lot 1 መለዋወጢ አቁሑ መኪና
  • Lot 2 መሳርሒ ፅሕፈት
  • Lot 3 አቁሑት ፅሬት
  • Lot 4 መሳርሒ ህንፃ
  • Lot 5 ሰርቪስ መኪና ክራይ

 በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ::

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዚ ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፈቓዶም ዘሐደሱ ቲን ቑፅሪ ዘለዎም ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2008 ዓ/ም (VAT) ናይ ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::

2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ 3,000 .00 (ሰለስተሽሕ) ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

እቲ ጨረታ ብክልተ ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ክቀርብ ዘለዎ ኮይኑ ዋናኡን ናይ ቴክኒክን ምስቅዳሕ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማሕተምን ክህሉ ይግባእ

3 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሕሉ ካብ 11/01/2009 ዓ/ም ክሳብ 2 /2 /2009 ዓም ኮይኑ 2/ 2/ 2009 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

4 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት አብ ሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::

8 ተጫራታይ ግልፂ አብዘይኾነሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸዉን ::

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

አድራሻ ጎኒ ለስላሳ ፋብሪከ ሞሃ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ .ቑ 0914282919

034-- 440 23 -85 / 034 - 440 -30 -22/ ምሕታት ይከኣል ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s