ምልክታ ፕሮፎርማ
1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መደሓኒት አቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል።
| ተ.ቀ | 20 Quarter 2018 e.c Lachi health center | unit | quantity | Unit price | Total price | Expire Date | Bach N |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Enalapril 5mg tab of 100 | Pk | 50 | ||||
| 2 | Gliben clamide 5mg of 100 tablet | pk | 100 | ||||
| 3 | HCT 25mg of 100 tablet | pk | 100 | ||||
| 4 | Metformin Tablet, 500mgof 100 | pk | 100 | ||||
| 5 | Tindazole 500mg tab of 240 | box | 10 | ||||
| 6 | Cat Gut-gauge3,5(2/0)75cm on 27mm CRC of 12 | pk | 10 | ||||
| 7 | Chemical –Alcohol 70% solution dientured | litter | 20 |
1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/07/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 24/07/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 25/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ክ/ከ/ሰሜን ይከውን።
3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።
4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።
5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።
6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር፡
8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ "
9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።
ሽም --- ፊርማ
ዕለት---
ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ
ሽም
ፊርማ
ዕለት-
ድሕሪት