ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ መሬትን ማአድን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ጨመመፍአንቀረራል ለቅሓ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መዐቀ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | D-link(16-port unmanaged) switch | ብስፔስፊኬሽን መሰረት | ቁፅሪ | 3 |
1. በቲ ዘርፍ 20178 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝሓዘ
2. መቅረባይነት ከቅርብ ፣ TIN ከቅርብ ዝክእል
3. ተጫራታይ አሸናፊ ምስ ኮነ ደብዳቤ ምስተፅሓፈሉ አብ ውሽጢ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል
4. እቲ ጨረታ ዋጋ ሸውዓት ማዓልቲ ፀንዑ ይፀንሕ
5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል
6. እዚ ፕሮፎርማ እብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ማአድን ከልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን ምም/ር ቢሮ ቁፅረ 228 ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈረማን ብምግባር ብዝዓሸገ ፓሰታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክኢሉ።
7. እዚ 'ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14 /07/2018 ክሳብ 16 /07/2018 ዓ/ም አብ አየር ይፀንሕ ዕለት 17/07/208 ሳዓት 4.00 ይከፈት
8. ቢሮ ና ዝሐሸ አመራፂ አንተረኪቡ ብከፋል ይኩን ብሙሉእ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰልኪ ቁፅረ 0342405423 ምሕታት ይከአል
ድሕሪት