ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ምልክታ ፕሮፎርማ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 (5 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

1. ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ት/ቲ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ምልክታ ፕሮፎርማ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።

ተ.ቀዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላዋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ድሕርት ኣክስል ሻፍት ቤርንግ R /ኦርጅናል42410-6006001pis
2ድሕርት ኣክስል ሻፍት ቤርንግ LH /ኦርጅናል42440-60002001pis
3ታይሮይድ ኢንድ Rዛ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል45046-3950501ብቁፅሪ
4ታይሮይድ ኢንድ ዚ ናይ ፓራዶ/ኦር45046-3950501ብቁፅሪ
5ቅድሚት ሸክ ኣብዘርቨር ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል48510-6028101ብቁፅሪ
6ድሕሪት ሸክ ኣብዘርቨር ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል48530-6948501ብቁፅሪ
7ኣየር ከሊነር ሆዝ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል17881-7522001ብቁፅሪ
8ሳሊሻትዮ ሆዝ ሰፊሕ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል77213-3539001ብቁፅሪ
9ኮፎኖ ኣምዝራተር ዚዛ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል53450-6905501ብቁፅሪ
10ኮፎኖ ኣምዝራተርRዘ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል53440-6906501ብቁፅሪ
11ባትሪ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል70ኣምፔር01ብቁፅሪ
12ኮምፎርት VIP ናይ ፓራዶ/ኦርጅናልኮምፒሊት01SET
13ቡሸንግ ሮድ ናይ ፓራዶ/ኦርጅናል48714-3501002ብቁፅሪ
14ጎማ ናይ ፓራዶ/ ኦርጅናል265/65R1705PIS
15ዳሽ ቦርድ ቅብኣት ሓፈሰ ናይፓራዶ/ኦርጅናልሓፊሰ02PIS

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ

ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ አተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/07/2018ዓ/ም ክሰብ ዕለት 03/07/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 04/07/2018ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከ/ከ/ሰሜን ይከውን፡፡

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዪ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት ከቅርብ ዝክእልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ፅሬቱ ዝሓለወ ዘየረከበ መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር። 

8.ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ ፡ 

9.ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

ክንዲ ቤት ፅሕፈት/ፋይናንስን

ሽም --- ፊርማ

ዕለት---

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (59)
    • ኮንስትራክሽን (1051)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4467)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (513)
            • ህንፃ መሳርሒ (7198)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1691)
                • ምምካር (181)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (517)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (78)
                            • ፈርኒቸር (1285)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (89)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (428)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2991)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1662)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1187)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8598)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (837)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s