ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሽሑ ናይ አይሱዙ ክሪን ገልባጢት ሞተር ቁፅሪ 4 kh140039772 ቻንሲ ቁፅሪ LWLGA1G3FL060962 ናይ ተሽከርካሪ ሞዴል JGAB2L184 መኪና መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 3, 2018 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: ዓዲ ሹ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2018 05:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን

2 ወረቀት መቅረባይነት ከቅርበ ዝክእል ምስ መረዳእታ ዘቅርቡ

3 ሰነድ ዝሽየጠሉ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

5 ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

6 እዋናዊ ሒሳብ ዘፍለጥምሉ መራእታ ዘቅርብን ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሕወሰ ክክዉን አለዎ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 18/6/2018 ዓም ጀሚሩ ንትከታታሊ 15 መዓልቲ ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ መረከቢ ግዝ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ኣብ ዘሎ 10 ናይ ስራሕ መዓለቲ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 3/7/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይክፈት

9 ጨረታ መከበሪ ነቶም ጨረታ ዝሳተፉ 15000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ከዓ ናይ ባንኪ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእሉ

10 ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ኣብ ነብሰ ወከፍ ገፅ ናይ ተጫራታይ ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክዓርፍ ብምግባር ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ከቅርቡ ይግብእ

11ሰዓራይ ነቲ ንብረት ናብ ቤት መዘገጃ ዓዲ ሽሑ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ነቲ ንብረት ፅሬቱ ብባዕል ሞያ ዝተረጋገፀ ናይ ምርካብ ግቡእ አለዎ

12 ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

13 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ክገብር አለዎ

14 እቲ ቤት መዝጋጃ በጀት መሰረት ብምግባር 20 መእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

15 ቤት መዘጋጃና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914132879 / 0945106017 / 0914721515

እታ ዓይነት መኪና አብ ከተማ መቐለ ዳ ኣቶ ተስፋይ ገበረመድህን ወዲ መሳ ምርኣይ ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s