ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንአገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደርሆ ምርባሕን ኣዕዋፍ ካብ ቃልኪዳን ስቆጣ ዲክላሪሽን ብዝረከቦ በጀት ናይ ዶሃን ዝዓይነትን ጮቃዊት 45 መዓልቲ ዝገበራ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 (15 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ን 2018 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ቲን ናምብረን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይ ሰርተፈኬትን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ምዝጉባት ዝከንኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለሪ ዝገበርኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክወስዱ ይክእሉ

5 ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ጨረታ 15000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ አብ አየር ዘፀንሐሉ ካብ 9/6/2018 ዓም ክሳብ 24/6/2018 ዓም ዕለት 24/6/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት ንሱ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ተጫራቲ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር እቲ ዝሰዓሮ ንብረት ብዉዕሉ መሰረት ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን ኣታዊ ዝገብር

8 ሰዓራይ ተጫራቲ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ዉዕሊ መከበሪ ክትሕዝ ዝክእል

10 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ኣብ ሐደ ፖሰታ ብምዕሻግ አብቲ ልዕሊ ጨረታ ዝጫረትዎ ዓይነት ጨረታን ናይ ተጫራቲ ሽምን ፊርማን ማህተምን ገይሩ ዘቅርብ

11ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታን መምርሒ ጨረታ ማህተም ፊርማን ክገብርሉ አለዎም

12 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዘይተፈረመሉ ሰነድ ጨረታ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቀባልነት የብሉን

13 ናይ ጨረታ ተወዳደርቲ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ጥራሕ ክትኮኑ አለኩም

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0943668925

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s