ፕሮፎርማ
ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ስለዚ ናይ 2018 ዓ/ን ዝተሓደሰ መቕራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝፈለክም ሕጋዊ መቕረብትን ቲም ናምበር ዘለኩምን፣ነዚ ሲዒቡ ሰደቓፕሮፍርማ ክትመልኡልና ንሓትት።
ፕሮፎርማ ዝኸፈተኩ እዋን 14/06/2018 ዓ/ም ስዓት 8፡00 ይኸውን
ኣድራሻ 0914018709
| ሪ | ዓይነት ኣቅሓ | ዓይነት | መዕቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | ደስታ ወረቀት 70 ግሪም | Laola | ብደስጣ | |||
| 2 | እስክርቢቶ ሰማያዊ ኦርጅናል | Linc offix | ብቦኮ | |||
| 3 | እስክርቢቶ ቀይሕ ኦርጃናል | Linc ofix | ብቦኮ | |||
| 4 | ደብተር ባዓል 50 ሉሒ(ባዓል ላስቲክ ) | Sinar line | ብደርዝን | |||
| 5 | መስታወሻ | |||||
መተሓሳሰቢ ካብ ዝተቀመጠ ዓይነት ፅሕፈት መስራሒ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን
፣ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ።
ድሕሪት