ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፈርንቸር ኣቑሑት ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/9437/18 ዕለት05/06/18ዓ/ም

ምልክታ ውሱን ጨረታ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ፈርንቸር ኣቑሑት ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ምስ ዘቕርቦ ኣቅሓ ዝተተሓሐዘን ብተመሳሳሊ/ ናይ 2017 ዓ/ም ወይ ናይ 2018 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ/a/ ተመዝጋቢ ምኻኑን ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ዲክለራሽን መረዳእታ ክቕርብ ዝኸእልሽምን ፊርማን ማሕተምን ክግበር ኣለዎ፡፡

➢ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለይ ቁፅሪ/ መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ስፐስፊኬሽን ክቅይር ዘይክእል ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዘይንቅበል ምኻንና ነፍሊጥ፡፡

➢ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ ዝፍፅምዎም ዕደጋታት ንምክፋል ኣብ ዝርዝር መቅረብትን ውሃብቲ ግልጋሎትን ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፐሲፊኬሽን ማህተም ገይሩ ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መክበርን ናይ ፈርንቸር መሳርሒ 10,000 ብር ስ.ፒ.ኦ ከትሕዝ ዝክእል፡፡

➢ ስዓሪ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝስዓሮ ኣቅሓ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 10' መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣቅሑት ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፡፡

➢ ካብ ዕለት 05/06/2018ዓ/ም ጀሚሩ ናይ ፈርኒቸር 300 ብር ሰነድ ጨረታ ኸፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰ ንብረትን ምምሕዳር ብምውሳድ ዝተወዳደረሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጂናልን ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል፡፡

➢ ጨረታ ዕለት 16/06/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኽፈት

➢ ጨረታ እንትኸፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርከብ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ


ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4502)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3017)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8639)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (844)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s